Tigrinska – Tigrinya – ትግርኛ

Rätt att välja ንዓኺ ስምን ክብርን ስድራ ቤትኪ ንምሕላው ብሕግን ጠለባትን ተቐይዲኪ ትነብሪ ዝኸውን ናይ ደገፍ መስመር ተሌፎን እዩ። እዚ ብዛዕባ ቁጽጽር፡ ምፍርራሕ ወይ ዓመጽ ምቅላዕ ክኸውን ይኽእል እዩ።

ዕማምና ምስማዕ፡ ሓገዝ ክንህበክን ኣበይ ሓገዝ ክትረኽቢ ከም ትኽእሊ ምሕባርን እዩ።
እቲ ጻውዒት ተሌፎን ብነጻ ኮይኑ፡ መን ምዃንኪ ምንጋር ኣየድልየክን እዩ።

መዓልታዊ ካብ ሰዓት 7 ክሳብ ሰዓት 21 ክፉት እዩ። ናብ 020-57 70 70 ደውሊ ወይ ናብ rattattvalja.se እተዊ

ቋንቋ ሽወደን ኢና ንዛረብ።ኣድላዪ ምስ ዝኸውን ግን ኣስተርጓማይ ክንገብር ንኽእል ኢና።